Q.Rap M.O.D.B - Tigray Intro Lyrics

Lyrics Tigray Intro - Q.Rap M.O.D.B




ኣብ ውሽጢ ገዛ ጥምየት
ብላዕሊ ደብዳብ
ተስፋ ዘይብሉ ኩነታት።
ናይ ብርሰት ናይ ጥፍኣት ኩነታት
ካብኡ ዝዓቢ ፈተና ክህሉ ኣይኽእልን
ሰብ ይመውት ሰብ ይትካእ
ዓዲ ይቃፀል ዓዲ ይትካእ
ህዝቢ እንትጠፍእ ግን ናይ መጨረሻ ጥፍኣት'ዩ



Writer(s): Meles Zenawi



Attention! Feel free to leave feedback.