Q.Rap M.O.D.B - Tigray Intro текст песни

Текст песни Tigray Intro - Q.Rap M.O.D.B




ኣብ ውሽጢ ገዛ ጥምየት
ብላዕሊ ደብዳብ
ተስፋ ዘይብሉ ኩነታት።
ናይ ብርሰት ናይ ጥፍኣት ኩነታት
ካብኡ ዝዓቢ ፈተና ክህሉ ኣይኽእልን
ሰብ ይመውት ሰብ ይትካእ
ዓዲ ይቃፀል ዓዲ ይትካእ
ህዝቢ እንትጠፍእ ግን ናይ መጨረሻ ጥፍኣት'ዩ



Авторы: Meles Zenawi



Внимание! Не стесняйтесь оставлять отзывы.