Q.Rap M.O.D.B - Memotkula (feat. PureBrook & Merkeb Bonitua) paroles de chanson

paroles de chanson Memotkula (feat. PureBrook & Merkeb Bonitua) - Q.Rap M.O.D.B



Microphone checkup microphone checkup
መፃኹልም ደቂ ዓበይቲ
Paw
Bonitua and Yayoo!
Hold up
PureBrook
Woo wooo
ማሪኻታ ነዛ ልበይ ብፍቕሪ yeah
ተኳልለኒ ትውዕል ብቐትሪ yeah
ታይሞ ኽብላ ናትካ እየ ተትብለኒስ
ዓለም ኩሉ መዞርኩላ
ዓርሰ ፈላጥ ነብሳ ትሕዝ ብኽብሪ yeah yeah
በላሕ እያ ተመረቐት ዲግሪ Yeah yeah
ታይ ክወፀላ ተስፋ ዓዲ ናይ ብሓቂ መሞትኩላ
ከኾብ ሰሜን ምስክረይ ፍልይቲ እያ
ኩራዓት ዓዲ ማዕረ ኣሕዋታ ሰራሒት ቅያ
ቁንጅና ታይ ክወፀላ
ላዛኣ ማዓር ወለላ
ሒዛቶ ከይዳ ልበይ
Got me running every day
ዓሻስ ኣይኮንኩን ኣፍቂረ እየምበር
ብዘይ ዋዕሮኻስ ከመይልካ ይንበር
ኣቱም ኣዕርኽተይ እስኪ ቁምነገር
ቁሪ ክረምቲስ ከመይልካ ይሕደር
ወለደይን ወለድኽን ነፋልጦም
መርዓ ገይርና ነቐውጦም
ብኸበሮ ጭራዋጣ ኣመርዓና ብፃዋታ ኣዕርኽቲኺ
ምሰዕርኽተይ ይፋለጣ
ይፋለጣ
ከምቱ ናትና ናቶም ይስመር
ቱባህልና ፍፁም ይኽበር
ሓድነትና ከይሰበር እናበልኩ
Now pause
ማይዶ ፀባ ኣብልኒ
መፅብዓ ኣእትውኒ
ወሊድኪ ኽበርለይ
ኮብለለል ኣብልኒ Hey
ማሪኻታ ነዛ ልበይ ብፍቕሪ yeah yeah
ተኳልለኒ ትውዕል ብቐትሪ yeah yeah
ታይሞ ኽብላ? ናትካ እየ ተትብለኒስ
ዓለም ኩሉ መዞርኩላ
ዓርሰ ፈላጥ ነብሳ ትሕዝ ብኽብሪ yeah yeah
በላሕ እያ ተመረቐት ዲግሪ Yeah yeah
ታይ ክወፀላ
ተስፋ ዓዲ ናይ ብሓቂ መሞትኩላ
She got the beauty, got the brains
No one in her lane
She got the walk and the talk
She gon be my main
She got the blood of her queens
And we gone follow her reign
She the baddest foreign in the world
Got me going insane
She as beautiful as queen saba
All the other girls talking rah rah
Got my ears covered saying la la
Yea they jealous cause you got no flaw
Yea she make me feel so good inside
Make a brother wanna say his vows tonight
But don't let that pretty face trick you guys
She gon slide with me looking for the smoke on sight
ማሪኻታ ነዛ ልበይ ብፍቕሪ yeah yeah
ተኳልለኒ ትውዕል ብቐትሪ yeah yeah
ታይሞ ኽብላ? ናትካ እየ ተትብለኒስ
ዓለም ኩሉ መዞርኩላ
ዓርሰ ፈላጥ ነብሳ ትሕዝ ብኽብሪ yeah yeah
በላሕ እያ ተመረቐት ዲግሪ Yeah yeah
ታይ ክወፀላ
ተስፋ ዓዲ ናይ ብሓቂ መሞትኩላ
Q rap
ንፍቅሪ ኔርካ መቃለሊ
ዘይግድሾ ሸለለል በሃሊ
ሪኢኻዮ ብኣ ብኣ
ተማሂርካወ ከመይ ደኣ
ምስ ጠዓምካ ሓዳር ክብሪ
ለግሰልና ምኽሪ ምኽሪ
ከመይ የብል ስቃይ ፍቅሪ
ሓሩር ዶኾን ቁሪ ቁሪ
ኣታ ምስኣስ ዋላ ቁረብ ዋላ ምሓል
ቁንጅንኣ ተፈጥራዊ ዘይትኩሓል
ጥራሕ ትበል እሺ እሺ
ኣልማዝ ወርቂ ቖርሺ ቅርሺ
ጥሪት ሃፍቲ ዘይብህጋ ዘይብርቃ
ጓል ዓበይቲ
ተተግሂዱ ናትካ ሕልሚ
ከይትቅበል ግዝሚ ግዝሚ
ጭዋነታ ክንዲ መዓር ክንዲ ጠስሚ
ናትካ መርዓመን ክቀሪ
ይቅናዕኻ እምበር ጥሪ ምድሪ
ክገዛዛእ ጌሾና ዓብዑር ክፀማሞቅ ስዋ ፊልተር ዳስ ክሰርሕ እድር እድር
ኣነ ክኾን ዋና ዓርኪ
ክኾንወ ሕልፊ ሕልፊ ዓጎዶም መሰለፊ
ቁምነገር ክገብር ንሓዳር መሰታ
ሃየ ክብል ካፍተን መሓዙታ ቦኒታ ሪኤናኒ ከይስሕታ
ማሪኻታ ነዛ ልበይ ብፍቕሪ yeah yeah
ተኳልለኒ ትውዕል ብቐትሪ yeah yeah
ታይሞ ኽብላ? ናትካ እየ ተትብለኒስ
ዓለም ኩሉ መዞርኩላ
ዓርሰ ፈላጥ ነብሳ ትሕዝ ብኽብሪ yeah yeah
በላሕ እያ ተመረቐት ዲግሪ Yeah yeah
ታይ ክወፀላ
ተስፋ ዓዲ ናይ ብሓቂ መሞትኩላ
ግደፈኒ ረሓቐለይ ተዘይልክኒማ
ደድሕረኺ ብፍቕርኺ ልበይ ሓሚማ
ሓሲብክሉ መሪፅክኒ ተዘይድሒክያ
ነኒ ትብለፅ ከይሓፍሳኒ መፅየን ብጉያ
ግደፊ እምብለየ ሕራይ በልኒ
ንዕናይ ንመለስ ትግራይ
where we would rather be
ዓዲ ነገስታት ዓዲ ንግስቲ
It's time to break this Fucking shackles
You can rule with me
You can rule with me yeah yeah



Writer(s): Quincy Murphen


Q.Rap M.O.D.B - Wegihudo Gena
Album Wegihudo Gena
date de sortie
31-01-2024




Attention! N'hésitez pas à laisser des commentaires.