paroles de chanson Wegihudo Gena - Q.Rap M.O.D.B
ወጊሑዶ
ገና
ወጊሑ
ዶ
ገና
ዘይውዳእ
ለይቲ
ፀልማት
ናይ
ደመና
ዲሒኑ
ዶ
ህዝበይ
ኣደይ
ከመይ
ኮይና
ትግራይ
ከመይ
ኮይና
ዓደየየየ
ዘይኮነለይ
ኮይኑበር
ንዓኺ
ዶ
ሃንፊፈ
ዓቕመይ
ኩሉ
ፀንቂቐስ
ጥራሕ
ነብሰይ
ተሪፈ
ናይደቅኺ
ክብር
መስዋእቲ
ብርሕቐት
ሰሚዐ
ምምራረይ
ኣሕፊሩኒ
ኣፈይ
ሒዘ
ተሪፈ
Oh
oh
ወጊሑ
ዶ
ገና
Aaay
ay
ኣደይ
ከመይ
ኮይና
Oh
wooo
oh
ውላዳ
ሲኢናስ
yeah
yeah
መፀ
ዶ
ዘድሕና
ተሰይሩ
ተሪፉ
ልበይ
ናትኪ
ኸ
ከመይ
ኮነ
ሰላምኪ
እዩ
ዓቢይ
ሕልመይ
ኣነዳኣ
እታይ
ሲኢነ
ፀሎትኪ
ይስማዕ
ኣምላኽ
ምሳኺ
ይልምን
ኣነ
ተምልኽዮ
ኩሉ
ይኽበር
ካበይ
ድየ
መፅየ
ኣነሞ
Oh
wooo
ቃል
ኣለና
ናይ
ጀጋኑ
ፍፁም
ዘይንዓፅፎ
Oh
wooo
ምስክርና
ታሪኽና
እዩ
የለን
ዘይንሓልፎ
Oh,oh
ወጊሑ
ዶ
ገና
Aaay
ay
ኣደይ
ከመይ
ኮይና
Oh
woooo
oh
ውላዳ
ሲኢናስ
yeah
yeah
መፀ
ዶ
ዘድሕና
ተሰይሩ
ተሪፉ
ልበይ
ናትኪኸ
ከመይ
ኮነ
ሰላምኪ
እዩ
ዓቢይ
ሕልመይ
ኣነዳኣ
ታይ
ሲኢነ
ፀሎትኪ
ይስማዕ
ኣምላኽ
ምሳኺ
ይልምን
ኣነ
ተምልኽዮ
ኩሉ
ይኽበር
ካበይ
ድየ
መፅየ
ኣነሞ
ኣንቲ
ወላዲተይ
እቲ
ብፈሪሃ
ፈጣሪ
ደጋጊምኪ
ይቅር
ትብልዮምስ
ከምድኻም
ወሲዶሞ?
ንስኺ
ዝወለድክዮ
ጀጋኑ
እንተኾነ
ዝመፀ
ይምፃእ
ምምብርካኽ
ኣይፈልጡን
እዮም።
ቃል
ይእተወልኪ
ቃል
ይስበር
ዘይወግሕ
ፀልማት
ታይ
ይግበር
Oh,oh
ወጊሑ
ዶ
ገና
Aaay
ay
ኣደይ
ከመይ
ኮይና
Oh
woo
ውላዳ
ሲኢናስ
yeah
yeah
መፀ
ዶ
ዘድሕና
Oh,oh
ወጊሑ
ዶ
ገና
Aaay
ay
ኣደይ
ከመይ
ኮይና
Oh
woooo
oh
ውላዳ
ሲኢናስ
yeah
yeah
መፀ
ዶ
ዘድሕና
ተሰይሩ
ተሪፉ
ልበይ
ናትኪኸ
ከመይ
ኮነ
ሰላምኪ
እዩ
ዓቢይ
ሕልመይ
ኣነዳኣ
ታይ
ሲኢነ
ፀሎትኪ
ይስማዕ
ኣምላኽ
ምሳኺ
ይልምን
ኣነ
ተምልኽዮ
ኩሉ
ይኽበር
ካበይ
ድየ
መፅየ
ኣነሞ
Oh
whooo
Oh
whooo
Oh
whooo
Oh
whooo
Attention! N'hésitez pas à laisser des commentaires.